ERi-TV: Eritrean Developers of Indigenous Language Computer Tutorials | Video



ERi-TV: Eritrean Developers of Indigenous Language Computer Tutorials
Proudly WWW.PONIREVO.COM

Source

READ ALSO:  How To Fix Windows Error 36 - Working Tutorial To Repair This Problem

29 Comments

  1. Eza hager leka seb alewa
    Des zebl eyu.kem reeto ka
    Kdmi ezi abi srahkum ms zemlketom akalat konkum Tarikna
    Nab zeyteredeaomn hxanatnan tarikom zefeltlu entezemahaz kndey memekere abtmali slezenber bzterefe wawwww

  2. ዋውው! ዝነኣድ ምህዞኣዊ ስራሕ፡ ሓድሽ(ሓድ"ስ) መንእሰያት(መንእሰ"ይያ"ት) ወለዶ ኤርትራና፣ ግና ንኣቀማምጣ "ትግርኛ"፡ ጠቕላላ ዘየሰማምዕ ኰይኑ እረኽቦ። ንኣጸሓሕፋ ትግርኛ “Spelling” ብልክዕ፡ መዝገበ-ቓላት ምጥቃም ወይ ምሕታት ንደረስቲን ሓፈሻኣዊ ንትግርኛ ዝመልኲ ምሁራን ተደጊፍኲም ከተቐምጡ(ክትጽዕኑ/ክትሰቕሉ) ኣሎኲም። ክሳብ ሕጊኣዊ መጽሓፍ ትግርኛ ዘየሎ፡ ኣካታዕን ኣዘራራብን(ኣዘረባራብን) ክኸውን'ዩ። ብዙሕ"ኣደማምጻን ኣጸሓሕፋን ትግርኛ"፡ ጠቕላላ ዘየሰማምዕ(ዘየስማዕምዕ) ኣዘወትራ(ዝውታረ) ዝበለ ዘየተኣማምን ኣረኣእያን ኣሎኒ። ትግርኛ ማለት፣ ልሳን ዝብሎን ኣብ ጽሕፈት ዝጸሓፍን(ዝቕመጥን) በበይኑ'ዩ ክበሃል እሰምዕ። »ኣስተውዕሉ!« ንቐጻሊ-ወለዶ፡ እሩምን ጽፉፍን ዝዀነ ክኸውን ብትሕትና እምሕጸነኲም፤ ከም ማንም ወናኒ ቛንቋ-ኣደ፣ ንቛንቋ'ውን “ፍትሒ!” የድልዮ'ዩ። ዋላ! ኣብ “ሰበ-ስልጣን ይኲን ምሁራንን” ዝዝረብ ከምኡ'ውን ኣብ ከተማን ሃገረ-ሰብን ሓደ ኣይኰነን። ብዝተኻእለ መጠን፡ ምትዕርራይ ማለት እርማት ፊደላትን ኣዳማምጻን «Correction፡ Spelling & Pronunciation» ክግበረሉ ከም ዘሎዎ ብርእይቶይ አንብር ኣሎኲ። እንተዘይኰይኑ ድማ፡ "ርእይቶይ" ዓባይ መዘከርታ ኰይና ከም እትነበር ናይ ማንም “ሕቶ ኤርትራውያን” ኰይና'ውን ውጺኢትን ሓላፊነትን ከም እተሰክም እምንቶ ኣሎኒ። እዚ ወድሓንኲም፡ ብዝዀነ ክተባባዕ ዘሎዎ መደብ ብምዃኑ፣ ኣዚዩ'ኳ ባህ በለኒ። «ባህታዂም ይግፋሕ፡ ስራሕኲም ግን ብመጠኑ ይነሳሕ» ሰላም ኣብ ዘዘሎናዮ ብፋሕታ ንነብር ዘሎና ህዝቢ(ሕዝቢ) ኤርትራ። ኣሜን(3)!!!

  3. ኣምላኽ ይግለጸልኩም ኩቡራት የሕዋተይ፡
    ኣቱም ኣብ ደገ ኮይንኩም ለለ ትብሉ ዘለኹም እስከ ኩሉ በለካ ለኽዓካ ገዲፍና ንምሃር፡ ብዘይትምህርቲ ዋላ ሓደ ነገር የለን

  4. ሕጂ እዚ ኢሰያስ ህዝቢ ንምድንጋር ዝፈጠርጋዮ ጌም ድዩ፡ መሃዝ ጥራይ ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን ዩ ነገሩ፡

  5. ናይ በሓቂ ደቂ ኤረይ ቓንቓና ዓለም ለካዊ ክከዉን ግበርዎ ኣብ ድኮነ ላንጎጅ ኣጆኩም ሰናይ ነዓኩም ይምነየልኩም።

  6. Waww wawww wawwww kem kemey dikum deki ERi shkorinatat kemakum 'si ኣእላፍ yweledulna ??✊??✊??✊??✊??✊??✊???‍??‍??‍??‍??‍♂️?‍♂️?‍♂️????

Comments are closed.